SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
Categorias: Noticias y política
Añadir a Mi Lista
Escuchar el último episodio:
ብብዝሒ ኤርትራዊያን፡ ኢትዮጵያዊያንን ሶማሊያውያንን ብሓፈሻ ካብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝመጹ ዝነብርዎ ነዋሕቲ ርሻናት መንበሪ ኣባይቲ መንግስቲ፡ እቲ ህንጻታት ፈሪሱ ከም ብሓድሽ ክስራሕ መደብ ስለ ዝወጸ ካብቲ መንበሪ ወጺኦም ኣብ ካልእ ክሰፍሩ ዝተገብረ መደብ በቶም ነበርቲ ተቓዉሞ በጺሕዎ እቲ ጉዳይ ቤት ፍርዲ ሒዝዎ ይርከብ። ብዕለት 28 ን 29 ጥቅምቲ 2024 ዝወዓለ ቤት ፍርዲ ነቲ ጉዳይ ዉሳነ ከይሃበ ንሓደ ወርሒ ኣናዊሕዎ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ከብርሃልና ንጋዜጠኛ 3 ሲ ኣር ዝኾነ ብርሃን ጃብር እስማዒል ሓቲትናዮ ዝሃበና መልሲ ኣብዚ ትሕዝቶ ኣሎ።
Episodios anteriores
-
5343 - ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ዝርከብዎም ኣብ ናይ መንግስቲ ገዛውቲ ዝነብሩ ካብ መንበሪኦም ክወጹ ዝተገብርሉ ጉዳይ ዉሳነ ቤት ፍርዲ ተናዊሑ። Tue, 29 Oct 2024
-
5342 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2024) Tue, 29 Oct 2024
-
5341 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (28 ጥቅምቲ 2024) Mon, 28 Oct 2024
-
5340 - መጻረዪ ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ተሰሪዙ፣ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ማዕረ ኣብ ዝወጻሉ ማን ሲቲ ከሲባ፣ Mon, 28 Oct 2024
-
5339 - "ኣብ ኤርትራ ብቖልዓኣ 2000 መጻሕፍቲ ኣንቢባ፡ ካብ ቦትስዋና ክሳብ ኣመሪካ ብ ነፋሪት እናተጓዕዘት 800 ገጽ ዘለዎ መጽሓፍ ኣንቢባ ወዲኣ" ዕላል ሰዊትን ዮሃንስ በራኺን Sun, 27 Oct 2024
-
5338 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግኛ ፖድካስት (24 ጥቅምቲ 2024) Thu, 24 Oct 2024
-
5337 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ጥቅምቲ 2024) Thu, 24 Oct 2024
-
5336 - ኢትዮጵያ ዝበዝሐ ብሕሱም ድኽነት ዘለዋ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ዝዓበየ ዕዳ መንግስቲ ካብ ዘለወን 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ። Thu, 24 Oct 2024
-
5335 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2024) Wed, 23 Oct 2024
-
5334 - ኣብ ኣውስትራሊያ መስርሕ ምህናጽ መንበሪ ገዛኻ (ምንባረ ኣብ ኣውስትራሊያ) Wed, 23 Oct 2024
-
5333 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥቅምቲ 2024) Tue, 22 Oct 2024
-
5332 - “ወለደይ ነጻ ኣተሓሳስባ ክውንን ነጻ ጌሮሙኒ።” ሰዊት ዮሃንስ፡ ዕላል ኣቦን ጓልን Tue, 22 Oct 2024
-
5331 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ጥቅምቲ 2024) Mon, 21 Oct 2024
-
5330 - ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨንፈር ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 13.4 ኩንታል ወርቂ ዕድጊት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ) Mon, 21 Oct 2024
-
5329 - ቢንያም ግርማይ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ተሓጽዩ፣ ኣርሰናል ኣብ`ዚ ወቐቲ ፕሪምየር ሊግ ንፈለማ ግዜ ተሳዒራ፣ Mon, 21 Oct 2024
-
5328 - "ኤሪሳት ይኹን ካልእ ትካል ዝሕለፍ ሓሊፉ ክቕጽል ምኽኣል ዓቢ ነገር'ዩ" ዝርርብ ምስ ዮሴፍ ኣልኣዛር ብዛዕባ ዝመጽእ ሲምፖዚዮም። Mon, 21 Oct 2024
-
5327 - ዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ጥቅምቲ 2024) Thu, 17 Oct 2024
-
5326 - ኣብ ዓፋር ተጫጭሑ ዝተብሃለ ኣንበጣ ገረብ ስግኣት ሓረስቶት ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) Thu, 17 Oct 2024
-
5325 - ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ኣንጻር ዋልያታት ኢትዮጵያ ክትገጥም'ያ። Wed, 16 Oct 2024
-
5324 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ጥቅምቲ 2024) Wed, 16 Oct 2024
-
5323 - Understanding vaccination rules for children in Australia - ንክታበት ህጻናት ዝምልከቱ መምርሒታት ኣብ ኣውስትራልያ ንፈልጦም ዶ፧ Wed, 16 Oct 2024
-
5322 - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2024) Tue, 15 Oct 2024
-
5321 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥቅምቲ 2024) Mon, 14 Oct 2024
-
5320 - ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ጥቅምቲ 2024) Mon, 14 Oct 2024
-
5319 - ኢትዮጵያ ብጉዳይ ግብጽን ጎረባብታን ከም ዘይትሻቐል ገሊጻ። (ካብ ጸብጻብ) Mon, 14 Oct 2024
-
5318 - #72 Talking about which team sport to join (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፡ ዝርርብ ብዛዕባ ምስየናይ ጋንታ ስፖርት ምጽዋት Mon, 14 Oct 2024
-
5317 - ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ ኤርትራ ብምዕብላልን ሄኖክ ምሉእብርሃን ከኣ ሻምፒዮን ብምዃንን ተዛዚሙ፣ ኢትዮጵያ ብጊኒ 4-1 ተሳዒራ፣ Mon, 14 Oct 2024
-
5316 - መሮን ሰመዳር፡ ካብ ሳሕል ክሳብ ኣመሪካ፡ ካብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ክሳብ ልዑል ትምህርቲ ኣመሪካን ምውድዳር ንባይቶ ኦክላንድን። Sun, 13 Oct 2024
-
5315 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ጥቅምቲ 2024) Thu, 10 Oct 2024
-
5314 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ጥቅምቲ 2024) Thu, 10 Oct 2024
-
5313 - ኣብ ጎንደር መዓስከር ኣለምዋጭ ብመጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም። (ጸብጻብ) Thu, 10 Oct 2024
-
5312 - "ንዝፍጠር ዝኾነ ይኹን ዕግርግር ስቕ ኢልና ኣይንርእይን ኢና።" ሓይልታት ትግራይ፡ (ሓጺር ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 09 ጥቅምቲ 2024) Wed, 09 Oct 2024
-
5311 - The impacts of First Nations tourism - ብደቀባት ተመሪሑ ዝካየድ ቱሪዝም ዘይሃስስ ተዘክሮ ታሪኽ፣ ስነጥበብ፣ ምዝንጋዕ፣ ጥዕናን መቐረትን ዘለዎ እዩ Wed, 09 Oct 2024
-
5310 - ታየ ኣጽቀ-ስላሰ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኮይኑ፣ ካብ ሊባኖስ ዝወጹ ኣውስትራልያውያን ሲድኒ ኣትዮም፣ Tue, 08 Oct 2024
-
5309 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ጥቅምቲ 2024) Mon, 07 Oct 2024
-
5308 - ቢንያም ግርማይ ልዑል ውጽኢታት ኣብ ኤውሮጳ ኣመዝጊቡ፣ ኬንያ ተቐዳደምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተአንግድ፣ ጸብጻብ ፕሪምየር ሊግ፣ Mon, 07 Oct 2024
-
5307 - ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መተሃራ ፈንታሌ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊስካ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ተሰሚዑ። Mon, 07 Oct 2024
-
5306 - "ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኲናት ሽፋን ጌርካ ብመራሕቲ ሰልፊ ሕዳሰ ምስቲ ስርዓት ምቕራብ ዝተወስድ ስጉምቲ ኣዝዩ ሓደገኛ'ዩ ነይሩ።"እድሪስ ኑር Sun, 06 Oct 2024
-
5305 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ጥቅምቲ 2024) Thu, 03 Oct 2024
-
5304 - ቀጥታ ፖድካስት ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ጥቅምቲ 2024) Thu, 03 Oct 2024
-
5303 - ኤርትራ ግጭት ንምልዕዓል ዘጋድዱ ናይ ተስፋ ቆረጻት ምትላልታት ንዝበለቶም ኣካይዳታት ዝነቅፍ መግለጺ ኣውጺኣ። (ጸብጻብ) Thu, 03 Oct 2024
-
5302 - First homebuyer’s guide: Getting a home loan in Australia - ኣብ ኣውስትራሊያ ልቓሕ ንመዐደጊ ገዛ ብኸመይ ይርከብ፧ Wed, 02 Oct 2024
-
5301 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2024) Wed, 02 Oct 2024
-
5300 - ሙባረክ ኢማም፡ ኣብ ዉሑድ ዓመታት ብስደት ካብ ኤርትራ ናብ ውድድር ተወካሊ ህዝቢ ኣብ ኣውስትራሊያ። Tue, 01 Oct 2024
-
5299 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ጥቅምቲ 2024) Tue, 01 Oct 2024
-
5298 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 መስከረም 2024) Mon, 30 Sep 2024
-
5297 - እቲ እስራኤል ዝቐንጸለቶ መራሒ ሕዝቡላህ ሓሰን ናስራላህ መን'ዩ ነይሩ፧ Mon, 30 Sep 2024
-
5296 - ማራቶን በርሊን ሚልከሳ መንገሻን ትዕግስት ከተማን ተዓዊቶሞ፣ ታደይ ፖጋቻር ሻምፒዮን ዓለም ኮይኑ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ደሓን ተርታ ወዲኡ፣ Mon, 30 Sep 2024
-
5295 - ኣብ ኤርትራ ቀዳማይ ገጽ ፕሮጀክት ‘ምምሕያሽ ቀረብ ኤለክትሪሲቲ፡ ተዛዚሙ። Mon, 30 Sep 2024
-
5294 - Is democracy on the decline in Australia? - SBS Examines: ደሞክራሲ ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ምንቁልቋል ድዩ ዝርከብ፧ Sat, 28 Sep 2024
Mostrar más episodios
5